ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/04/2011 ሰዓት 8:00 ምእታው ይከኣል። 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል።