ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ፕሪንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||||
1 | Printer MFC-13520 Brother ink | LC 563 M=Magneta C=Cyane Y=Yellow BK=Black | Set | 20 | ||||||
Grand Total | Exp date 2018 | |||||||||
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/04/2011 ሰዓት 4:00 ምእታው ይከኣል። 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል።