ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ GEQIP 2 ን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይ/ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
ብር | ሳን | ||||||
1 | ፕሪንተር ቀለም | 26 A ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
2 | ፎቶ ኮፒ ቀለም | CEXV42 2204ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
3 | ኮምፒተር ወረቀት | 80ግ A4ኦርጂናል | ብደስጣ | 50 | |||
4 | ኣቃፊ በዓል ብረት | ኬንት 1ይ ደረጃ | ብቁፅሪ | 200 | |||
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/5159 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።