ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሓንቲ ሚኒ ላፕ ቶፕ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይዕፀው። 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400177 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።       

ጨረታ መደብ