ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ወንበርን ጠረጴዛን መቅረብቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት መሽን | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | ፕላስቲክ | ወንበር | ea | 250 | ||
2 | ፕላስቲክ | ጠረጴዛ | ea | 100 |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ይኽፈት። ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።