ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | Satellite p855 | ናይ ቶሽባ ላፕቶፕ battery | Ea | 02 | ||
2 | Canon ir2202 | ፎቶ ኮፒ ፓወር ሳፕላይ | Ea | 01 | ||
3 | Hp laser jet p2055 | ፕሪንተር ፓወር ሳፕላይ | EA | 01 | ||
4 | Hp laser jet 400 m401a | ፕሪንተር ፎርማተር ቦርድ | Ea | 01 | ||
5 | 1500watt | ስቴፕላይዘር | EA | 06 | ||
6 | 1500watt | ዲፒኤስ/ባክኣፕ/ | EA | 06 | ||
7 | 40watt | ሶ/ልደሪንግ አየረን | EA | 01 |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።