ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ መፅሔት ንምሕታም ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተ.ቁ

ዓ/ሕትመት

መግለፂ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

መፅሄት

A4 Size ላሚኔትድ መጠን A4 ሽፋን/Cover/150 ግራም ውሽጣዊ /Text/ 100 ግራም በዝሒ ገፅ 36 ብዝቀረበሉ /ሳምፕል/ ኣብ 1 ግዜ ዝትግብር

2000.0

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 08/04/2011ዓ/ም ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ደዊሎም ከሓቱ ይኽእሉ።   

ጨረታ መደብ

s