ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊን ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሪጋ | ዓይነት ንብረት/ግልጋሎት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ግሎፕ ፕላግ | 19850-54140 | Pcs | 04 | |||
2 | ፐርሂቲንግ ታይመር | 28521-54560 | Pcs | 01 | |||
3 | ሪሊዝ በሪንግ | 31230-35061 | Pcs | 01 | |||
4 | ከቨር ክላች ዲስክ | 31210-35101 | Pcs | 01 | |||
5 | ክላች ዲስክ | 31250-35410 | Pcs | 01 | |||
6 | ፓይለት በሪንግ | 90363-12002 | Pcs | 01 |
1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ቅ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።