ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ 1- ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር 2- ፕሪንተር 3- ፕሮጀክተር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሪጋ | ዓይነት ንብረት | ሞዴል | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ | ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ | Pcs | 03 | |||
2 | ፕሪንተር | ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ | Pcs | 01 | |||
3 | ፕሮጀክተር | ስፔስፊኬሽን ይመልከቱ | Pcs | 02 |
1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።