ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሪጋ | ዓይነት ስፔር ፓርት | ሞዴል | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ናይ ፎቶ ኮፒ ድራም ዩኒት | Canon 1R-2202 | ቁፅሪ | 02 | |||
2 | ናይ ፎቶ ኮፒ ድራም ዩኒት | Keyocera teskalifa221 | ቁፅሪ | 01 |
1 እቲ ጨረታ 08/04/2011 ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ኮይኑ እቲ ጨረታ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድ.ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 10:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።