ቢሮ ጉዳይ/መናእሰይ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ (ቲን) ዘለዎን መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝኽእሉ ከምኡውን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ፤

2 ጨረታ መክበሪ ብር ንኣቅሑት ቢሮ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ዝገበረ 5,000 ሓሙሽተ ሽሕ ብርብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ  ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ አለዎም::

3 እቲ ጨረታ 05/04/2011 ዓ/ም ናይ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 9:00 ቅድም ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ቦታ ይክፈት።

4 እቲ ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከምኣድላይነቱ 20% ናይ ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

5 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 60 መዓልቲ ይኸውን።

6 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ብምእሳር ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል፤

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሓዊስኩም  ክተቅርቡ ኣለኩም። ቫት ያስጨምራል (ቫት ይሓውስ እዩ ) ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን።

8  ሰዓራይ ዘሰዓሮም ኣቅሑት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ መሰረት ትኽክል ምዃኑ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ 10 መዓልቲ ውሽጢ ናብቲ ቢሮ ኣታዊ ይገብር።

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ እቲ ቢሮ ዝርከበሉ ቦታ ኮምፕሌክስ (ናይ ሓባር ህንፃ) ብኣካል ብምምፃእ ብስ.ቁፅሪ 0344-408878 ደዊልካ  ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s