ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ዘለዎም መጠን ዘለዎም ፓዳት ክሕትም ስለዝደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረዳእታ ክተቕርቡን ትኽእሉን ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ 2% ናይጨረታዉሕስናመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀ CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::
2 ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ 2% ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታዝስረዝምዃኑ::
3 ናይጨረታዶክመንትብፖስታሽምዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት06/02/2011ዓ/ምጀሚሩክሳብዕለት20/02/2011ዓ /ምክሳብንጉሆሰዓት3:00ዘሎጊዜይክዉን::
4 ጨረታዝክፈተሉዕለት20/02/2011ንጉሆሰዓት 3:30 ቦታአብደደቢትትካልናዋናቢሮተጫረቲብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::
5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ ይኽፈት።
6 ዝርዝርናይሕድሕድዝገልፅዶክመንትቤትፅሕፈትቑፅሪቢሮ409 ብር100.00አብስራሕሰዓትክትወስዱትክእሉ::
7 እቲጨረታሰዓራይዉፅኢትዝንተተገሊፁካብጠቅላላዋጋ 10% performance bond ከትሕዝዝክእልጨረታዝርከበሉዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቋርኣክስዩንማሕበርመፂኡከረክብዝክእል
8 እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩመቐለ
9 ተወሳኪሐበሬታእነተደሊኩምኣብዋናቢሮደደቢትማፋይናንስዝርክብቢሮብምቅራብወይድማብስለኪቁፅሪ 0342400014 ብምድዋልምርካብይከኣልእዩ