ምምሕዳር መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ኣብ ውሽጢ መዕረፎ ነፈርቲ ተርሚናል ዝርከቡ ንዝተፈለዩ ኣገልግሎታት መረደእታ ዝውዕሉ ክፍቲ ቦታታት ኣወዳዲሩ ከካሪ ብተወሳኺ ውን ኣብ ውሸጢ ሓፁር ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 19, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናብ ፋይናንስ መዕርፎ ነፈርቲ ኣክሱም ቁፅሪ ኽፍሊ 3 ብኣካል ብምቅራብ ክተመልክቱ ይዕድም።

2 ንተወሰኺ ሓበሬታ በስ.ቁፅሪ 0348-759002/0348-759014 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

3 እዚ ጨረታ 29/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ይኽፈት።

4 እቲ ጨረታ ዘሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ትካል ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ጨረታ መደብ
s