ክፍለ ከተማ ቐደማይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2011 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን :ናይ ፅሬት ኣቀሑት : ናይ እሱራት ቀለብን ባኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 4, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
- ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 003 ሃላቂ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን ናይ ሲፒዩ ዋጋ 5000 ብር
- ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 004 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ናይ ስፒዩ ዋጋ 5000 ብር
- ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 005 ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ናይ ስፒዩ ዋጋ 5000 ብር
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ንናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ አካዉንት ቁፅሪ ዘቅርቡን
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ኣብ ሐደ ፖስታ ኦርጅናል ደኩመንት ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ)
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 23/01/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ
5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914784713 /0910141095 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል