ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ግልጋሎትን ክዕድግ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጳጉሜን 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ዝዕደጉ ዝርዝር ኣቅሑትን ግልጋሎትን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት መሳርሒታት ሕትመት: ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅገና ኤሌትሪክን ህንፃን :ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ስረቪስ መግበሪ ጋራጅ :ዝተፈላለዩ ቅመማ ቅመም ምግቢ ምስፋይ ዝተፈላለዩ ደንቢ ከዳንን ሲቪሲ መሽን ፅገናን
1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ምስክረ ወረቀቅ መቅረባይነት ዘለኩም
2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለኩም
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ
4 እዚ ጨረታ ዕለት 8 መስከረም 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ደጋፊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ዝክፈት ይከዉን
5 ካሊእ ተወሳኪ ዝርዝር ካብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ትክእሉ
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል