ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅገና ዓበይቲ መካይን ፅገና አናእሽተይ መካይን ምቅራብ አቁሑት ፅሬት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ምሃብ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክላረሽን ከቅርብ ዝክእል ንካፍቴርያ ግልጋሎት ናይ ደአንት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 1/13/2010 ዓም ዘይምለሰ 50 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ 

3 ጨረታ ንፅገና ዓበይቲ መካይን ንፅገና አናእሽተይ መካይን ንናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት ንንፍስወከፍ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬ 4000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/1/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0342 4087 0344408501 ምርካብ ይከኣል

ጨረታ መደብ

s