ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ አብ በጀት 2010 ዓም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ትቦ ብረት ማይ መገጣጢኣምን ብተወሳኪ ድማ ቁርፅራፅ ትቦታት ካልኦት ሓፂነ መፂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 22 /12/ 2010 ዓም ክሳብ 08/ 01/ 2011 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ቁፅሪ ክፍሊ 04 ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም
2 እቲ ጨረታ 08/ 01/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 08 /01/ 2011 ዓም ሰዓት 9:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቐረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝትረክበሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይቀሪቦም ብዘይኣለዉሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344470092