ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 26, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ምልክታ ጨረታ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት)ዝተፈላለዩዓይታት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥእትደሊኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ ተጫረቲንሕድሕድን ንብረት እትገዝእሉዋጋ ብስምብዝተዓሸገፖስታገይርኩመ እዚምልክታጨረታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩክሳብ 04/10/2007 ዓ/ምሰዓተ 6:00 ናይንግሆ አብዘለዉናይስራሕመዓልታት ናብቢሮቁፅሪ 304 ክትቀርቡንዕድም :: ጨረታዝክፈተሉዕለት 05/10/2007 ዓ/ም ሰዓተ 9:00 ድሕሪ ቐትሪ አብቤትፅሕፈትማረትመቐለምኮኑ እናገለፅና እቲትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡእዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉዝተሓለወ እዩ ::
መተሓሳሰቢ
- ሕድሕድተጫረቲ ዘይምለስ ብር 20.00 ብምክፋልናይጨረታሰነድ ካብ ክልል ቤት ፅሕፈት ማረት ቢሮ ቁፅሪ 304 ክወስድይግባእ ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ ናይ ዝጫረትዎ ንብረት ዋጋ 5% ብሲፒኦ መልክዕ ከትሕዙ ከምዝግባእ ንገልፅ ::
- ጨረታዝሰዓረተጫራቲካብዝሰዓረሉዕለትጀሚሩዉሽጢ 10 ናይስራሕመዓልታተ ጠቅሊሉእንተዘይኣልዒሉዘትሓዞስፒኦኣታዊኮይኑጨረታከምዝስረዝነፍልጥ ::