ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕላ ዕድጊት ቁፋሮ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 5, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅራይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 05/10/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 20/10 2010 ዓም ዘይምለሰ 200 ብር ብምክፋል ምዉዳድ ይክእሉ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/10/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ወይም ህጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት
4 ቤት ፅሕፈትና አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 ኣድራሻና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 73 35 ምርካብ ይከኣል