ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑትን ጎማታት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 25, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፋቃድ ዘለዎ : ቲን ቁፅሪን ዘለዎ : ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዝሐደሰን ዘለዎን

2 ብተወሳኪተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝተገበረሉ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ መክበሪ ጨረታ 2000 ብር CPO ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ትወስዱ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/10/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/10/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ኣብ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ይኽፈት አድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ አብ ኮምፕሌክስ ናይ ሐባር ህንፃ: ህንፃ 1 /Block 1/ ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245 እዩ

እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ

ጨረታ መደብ

s