ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2010 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2010 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ቢሮ ፀጥታ ግቢ ዉሽጢ

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23/9/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 7/10/2010 ዓም

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/10/2010 ዓም ሰዓት 4:00

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሐዘ ዝርዝር ዝዉገድ ንብረት ብር 20 ብምክፋል ዝኮነ ኣካል ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ይኩን ዘይብሉ ክወዳደር ከምዝክእል ንገልፅ

ኣድራሻ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትገራይ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊን ንፊይ ስልኪ ቁፅሪ 0344409947

ጨረታ መደብ

s