ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ክልተ ዓበይቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረባነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
2 ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ዕደጋ ፋያናንስን ምምሕዳር ንብረትን 50 ቅርሺ እናከፈሉ ብምዉሳድ ምልክታ ከብ ኣብ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳበ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሌጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዘጋጀዉ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ
3 እቲ ጨረታ 29/9/2010 ዓም 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460063 / 0344460065