ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 8, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም
2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምወሳድ ዝክእል
3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 21/09/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ክተትእተዉ ትክእሉ
4 እዚ ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/09/2010 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዕገትን
6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405806 / 0342410085 ምሕታት ይከኣል