ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ ጣብያታትን ዘገልገሉ ንብረት ብሐራጅ አጫሪቱ ንምሽጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝምልክቶ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰን ግብሪ ዝከፈለ ክክዉን አለዎ

2 መለለይ ግብሪ ከፍለቲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ 2010ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሴርተፈኬት ክቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ካብ 20/9/2010 ዓም ክሳብ 20/9/2010 ዓም ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምዉሳድ ይክእሉ

5 ጨረታ መክብሪ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ጥራሕ ዝታሓዝ ኮይኑ ብር 1000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ናብ ሳንዱቅ ዘእትዉ

6 እዚ ጨረታ ዕለት 21/9/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብወረዳና እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ብበዓል ዋና ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 

ጨረታ መደብ

s