ማህበራዊ ረድኤት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ከተማ ዓድዋ ባዕል 4 ደብሪ ህንፃ ብድረጃ BC 3 ን GC 3 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ምዝግባ ስራሕን ዘለዎምን መረዳታ ምዝገባ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መረደእታ ምዝገባ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሐ ሰዓት ክዕድጉ ይክእሉ

5 እዚ ጨረታ 30 ሚያዚያ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406300 

ጨረታ መደብ