ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ዘገልገሉ ንብረታት ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

2 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 23 /08 /2010 ዓም ኮይኑ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ሰዓራይ ንብረት ኣብ ዉሽጢ3 መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ወፃኢ ይገብር

4 ናይ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 10 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348402064 ወይድማ 0914785282 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s