ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ንካልአይግዜጨረታምልክታ
ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::
- ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይ 2007 ዓ/ም ግብሪዝከፈልኩምምካንኩምብተወሳኪቫት ዝተመዝገብኩምምካንኩምዝገልፅመረዳታክተቅርቡይግባእ::
- ተጫረቲካብዝቐረብዎጠቕላላዋጋ2%ናይጨረታመወሰኒመክበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተገፀ CPO ጥራሕከትሕዝዝክእል::
- ናይጨረታመክበሪካብቲዝወዳደሮጠቕላላዋጋ2%ዝነአሰዘትሐዘተጫራታይካብጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
- ጨረታዝሰዓረናብዋናቢሮደደቢትትካልልቃሕንዕቀርንመፂኡከረክብዝክእል::
- ናይጨረታዶክመንትብፖስታ/ሽምዒ/ዝተዓሸገናይቢሮጨረታሳንዱቅአታዊዝግብርሉእዚምልክታካብዝወፀሉዕለት1/ 8 /2007 ዓ /ም ጀሚሩክሳብዕለት13/ 8 /2007 ዓ /ም ክሳብድሕሪሰዓት3:00 ዘሎጊዜይክዉን::
- ጨረታዝክፈተሉዕለት13/ 8 /2007 ንጉሆሰዓት3:30ቦታአብደደቢትትፈልም ዋናቢሮ ተጫረቲ ብአካልወይሕጋዊወኪሎምአብዝተረኽቡሉይክዉን::
- ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ 4ይ /ራብዓይ/ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
- እቲትካልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብከፋልወይድማብሙሉአናይምስራዝመብቱዝተሐለወእዩ