ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሑት ክነወግድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2010 2:58 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,200.00
bidding: search status closed
1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/6/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/7/2010 ሰዓት 11:30
3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ 2010 ዓም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱን ኣብ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/7/2010 ዓም ሰዓት 3:00
5 እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
6 ነቲ ንብረት ኣብ ናይ ቢሮና ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ብኣካል ምርኣይ ይከኣል
7መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ ብር 1200 ከትሕዝ ዝክእል
8 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ሰዓራይ ንቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ቢሮና ንብረት ክፈሉ ብናይ ባዕሉ ትርንስፖርት ወፃኢ ይገብር
10 ኣደራሻና ፊት ንፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘየርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344409343