ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ቅጥዒታት ፓዳን ቢንካርድን ከሕትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
Disruption Unit measuredQty
1Cash Receipt Voucherpad10000
2ቢን ካርድpcs3000
  • 1ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  • 2ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  • 3ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  • 4ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቶም መፃሕፍቲ ከቅርብ ዝክእል
  • 5ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  • 6ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
  • 7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 1 ለካቲት 2009 ዓ/ም ክሳብ 16 ለካቲት 2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  • 8እቲ ጨረታ 16 ለካቲት 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ አደራሽ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  • 9ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን
  • 10ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 11ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s