ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ናዊቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
2መከበሪ ጨረታ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ዉሕስና ከቅርቡ አለዎም
3ተጫረቲ ሕጋዊ ግብሪ ዝከፈልሉ ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅረቡን በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም
4በቢ ወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
5 ግልፂ ጨረታ ካብ ካብ 2 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 19 የካቲተ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
6 እቲ ጨረታ 20 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
8 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342405423
10 ኣድራሻና ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊከስ ህንፃ 3ይ ብሎክ 2ይ ደብሪ ብሮ ቁፅሪ 229 መቐለ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (63)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (12)
ኮንስትራክሽን (960)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (443)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
ስራሕቲ ማይ (251)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (135)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4443)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (928)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2833)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (267)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (126)
ኦዲት ተዛማድኡን (140)
ሕርሻ (504)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (180)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (88)
ሕርሻ መሺነሪ (69)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3387)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (596)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (238)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (526)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1683)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1580)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (185)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (61)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (32)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (194)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (140)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (939)
ምግጣምን ፅገናን (62)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (518)
ኣቅርቦት ምግቢ (401)
ካፌን ሬስትራንትን (108)
እግድ (44)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (21)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1276)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1171)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (95)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (143)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (147)
መሬትን ሊዝን (62)
ፅገና (791)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (206)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (410)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3027)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2916)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1644)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1263)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (354)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1223)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (22)
ካልኦት ዝሽወጡ (598)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (597)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4071)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1599)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (147)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (618)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (44)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (416)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (79)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (584)
ዕድጊት መኪና (25)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (239)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (276)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (199)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (65)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (12)
s