ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ኮረም ከይዲ ስራሕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከቡ ኣገልግሎት መብራህቲ ዝዉዕል ተተካሊ ሓፂን ወይድማ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 13, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 28, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም
2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 13 ለካቲት ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት ኣብ ቤት መዘጋጃ ኮረም ይክፈት
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ምዉሳድ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝክእሉ ካብ መምርሒ ተጫረቲ ክሪኢዩ ይክእሉ
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ንሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510468 /0914517714 /0967740199