ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈታትን ጣቢያታት ግልጋሎት ናሃቡ ዝፀንሑን ሐደሸቲ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ሐራጅ ጨረታ አወዳሪሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2010 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 23, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ዝርዝር ዓየነት ንብረታት ዝተፈላለዩ ንሕርሻ ዝዉዕሉ ንብረታትን መሳርሒ ሕርሻ :ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምተርን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተራት: ፕሪነተራት :ፋክስ :ማሽን ፎቶ ኮፒ :ቴሌቭዝን :ፍሬጅን :ዝተፈለለዩ ናይ ብረታ በረት ዉፅኢት ማለት እዉን ልዕሊ ሐደ ሚእቲ በዝሒ ዘለዎ በዓል 6 ርጉዲ ላሜራ ካልኦት ዉፅኢት ሓፂን ዝተፈላለዩ ናይ ዕንፀይቲ ስራሐቲ ዉፅኢት ማሽን ማእለማ ሰፈይቲ ማካይን ማለት እዉን /ሲንጀራት/ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ሓደሽትን ኣቅሑት ቢሮ ብርክት ዝበሉ ካልኣት ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ሐራጅ ጨረታ አወደዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕለት 22 ጥሪ 2010 ዓም ክሰብ ዕለት 6 የካቲት 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

2 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 6 የካቲት 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ቀፅሪ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ብሐራጅ ይጫረት እቲ ንበረት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ምርኣይ ትክእሉ

3 ነቲ ጨረታ መከበሪ ዝከዉን ዝምለስ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 1500 ቅረሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s