ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ካብ ሕጋዊ መቅረብቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN No ዘለዎ
3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን
4 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮነን ናይ ቀረባ እዋን ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ 5ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብሸም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 26 ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል ካብ ዕለት 23/05/2010 ክሳብ ዕለት 07/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
7 እቲ ጨረታ ዕለት 07/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓተ 4:00 ይኽፈት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ዋጋ ዝመልአሉ ናይ ብቤት ፅሕፈትና ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ምካኑ
9 ቤት ፅሕፈና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሐበሬታ ስቁ 0344401099 ድሕሪት