ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይናንስን አብ ሙሉእ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝክረ ሰማእታት ካብ ዝተፈላለዩ ሴክተራትን ዉሸጢ ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር :ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ : ሐፂን ወናብርቲ ዝመሳሰሉ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 5, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ
2 ተመዝገብቲ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ዝተሐደሰ ንምስክር ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ ተጫረቲ ኣብቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣድራሻን ፌርማ ማሕተም ዘዓረፎ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል
5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል
6 መሸነፋይ ድርጅት ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ካብ ሙሉእ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝከረ ሰማእታት ካብ ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንብረት ክወስዱ ዝክእል
7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 04/5/2010 ክሳብ 16/5/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል