ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ሚልሻ ክፍለ ከተማ ቀወያነ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 3, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካልኩም ዝወፀ አካዉንት ናምበር ዘቅርቡን
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ
3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከቅርቡ አለዎም
4 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 30
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/05/2010 ዓ/ም 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ
6 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914133417 ወይ 0342405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል