ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ አክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ አክሱም መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ፌዝ ሓደ ብሎክ G+2 ንምስራሕ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ናይ ኮንትራክተርነት ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 125,000.00
bidding: search status closed

መከበሪ ጨረታ 125,000 ቅርሺ

ጨረታ 19 ጥሪ ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝርዝር ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347751880 /0347752268 /0347752514 /0905000844

ጨረታ መደብ

s