ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
bidding: search status closed

ጨረታ መከበሪ 16000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ

ጨረታ ዝዕጸወሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:00

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0346240181

ጨረታ መደብ

s