ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ናይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ አቁሑት ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | መጠን | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ዴስክ ቶፕ/core i5 | ቁ | 6 | Â | Â | Â |
2 | ላብ ቶፕ/core i5 | ቁ | 1 | Â | Â | Â |
3 | ፕሪንተር | ቁ | 6 | Â | Â | Â |
4 | ፕሮጀክተር/beamer | ቁ | 1 | Â | Â | Â |
5 | ስተፕላይዘር | ቁ | 6 | Â | Â | Â |
6 | ዲቫይደር በዓል 6ተ ነካል | ቁ | 6 | Â | Â | Â |
Â
1 እዚ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ከብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ምዉሳድ ትክእሉ
2 አብዚ እትጫረቱ ቫት ተመዝገብትን ወርሓዊ ዲክለሬሽን እትግብሩ
3 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ዘለኩም
4 ቲን ናምበር መቅረባየነት ዘለኩም
5 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/4/2010 ዓም ክሳብ 4/5/2010 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት Â Â ሰዓት 3:00 ዕለት 4/5/2010 ዓም ተዓፅዩ ኣብ ዕለት እሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 መከበሪ ጨረታ ብር ስፒኦ 3000 ብር
7 እቲ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናልን ኮፕን ተባሂሉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓኚጉ ይቀርብ
8 እዚ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝወፀ ጨረታ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ሓላፍነት ከምዘለዎ
9 ተጫረቲ ኣብ እትጫረትሉ ሽምን ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ ከምዘለዎ
10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልክ ቁፅሪ 0344220008/0914010946