ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ምካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነትናይስተሽነሪ ኣቅሑትብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 5, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ምልክታግልፂጨረታ
ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ምካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነትናይስተሽነሪ ኣቅሑትብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::
በዚመሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
- ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
- ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት18/ 06/ 2007 ዓምክሳብዕለት08/ 07/ 2007 ዓ/ም 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
- መከበሪጨረታ 2 ካብቲ ጠቅላላ ዘቅረብዎ ዋጋ ብ CPO ወይብባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት 09/ 07/ 2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማሕተምንንግዲንፍቃድምንማዕረክከዉንአለዎ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860 ምርካብይካኣል::