ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ዝርዝሮም ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክሸየጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 1% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
3 ጨረታ ሰነድ ኣታዊ ዝግበረሉን ዝክፈተሉን ኣብ ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ 4ይ ደብሪ ቢሮ 9 እዩ
4 ሰዓራይ ምኮኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናይ ዘሸነፍዎ ንብረት ጠቅላላ ክፍሊት አታዊ ዝገበርሉ ደረሰኝ ብምትሓዝ ኣብ ዓዲ ሓ ካብ ዝርከብ መክዝን ናይ ትካልና ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ከልዕሉ ዝክእሉ
5 ተጫራታይ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ገንዘብ ኣታዊ ክገብሩ ተዘይክኢሎም ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 27/3/2010 - 6/4/2010 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 6/4/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብ ይኽፈት ::
7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::
- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ምርካብ ይካአል እዩ::