ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ፅሬት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 20, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም
2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ
5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ
6 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል
7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 18/3/2010 ዓም ክሳብ 27/3/2010 ዓም ሰዓት 9:00
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/3/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:10 ይክፈት
9 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00
11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138