ኮሌጅ ትምህርቲን መምህራንን አመራርሓ ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ኣብ 2010 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሐታት ፅሕፈት:ስፖርት :ሙዚቃ :ፅሬት :ማይ :ኤሌክትሪክ: ጎማ መኪናን :መለዋወጢ ኣቅሑትን :ጨርቂ መጋራጃ ጨርቂ ፍርናሽ :ፕሪንተራትን ካልኦት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግን ናይ ዓበይትን ኣናእሸተይን መካይን መፀገኒ ጋራጅ አጫሪቱ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 10, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ መቅረቢ ዝተመዝገብኩም ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
2 ዝርዝር እቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅና ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት 50 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉስዳ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 27/2 /2010 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ እቲ ጨረታ 27/2 /2010 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 27/2 /2010 ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት
3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344460062/0344460065Â