ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ወረዳ ፀገዴ አዉሮራ መሳርሒ ህንፃ :ናይ ማይ ኤለክትሪካል አቁሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ጥቅምቲ 5, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ
ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ከምኡዉን አብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መቀለ ቁፅሪ 1
ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ኣብ ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ
ዝተሐደሰ ናይ 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
ቲን ነምበር ዘለዎም
መንግሰታዊ ጨረታ ክሳተፍ ፍቃድ ዘለዎ
ንግዲ ወረቀት ምስክር ዘለዎ
መቅረባይነት ዘለዎ
ተወሳኪ እሴት ታክዝ ዝኮነ ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠ
መከበሪ ጨረታ ንኩሉ ዘፈር 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ዘትሕዙ
ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ንሕድሕድ ካብ ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ወይ መቀለ ምዉሳድ ይከኣል
ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /02/ 2010 ሰዓት 4:00 ኮይኑ ሰዓት 4:30 ይክፈት
ሰነድ ጨረታ ዝሽየጨሉ ማይን ፈሳስን አዉሮራ ከምኡዉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን መቀለ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
ስልኪ ቁፅሪ 0919076798 0914196987