ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 1, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 26 መስከረም 2010 ዓም ክሳብ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እታ ወረዳ ምዉሳድ ይከኣል
NB:ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ካብ 13 -15 ጥቅምቲ 2010 ዓም
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት
- ዝተሓደሰ መረዳእታ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2009ን 2010ን ዓም ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ከፋላይ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ
- ናይ ወርሒ ነሓሰ ወይ መስከረም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- መረዳእታ ዝተሓደሰ መቅረባይነት 2010 ዓም ከቅርብ ዝኸእል
- መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከእል ድማ ክፈልጥ ኣለዎ
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንፅሕፈት መሳርሒ 13 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንኮምፕተርን ተዛመድቲ ዝኮኑ ድማ 13 ጥቅምቲ ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንናዉቲ መለዋወጢ መኪና ድማ 14 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንስራሕቲ ሕትመት ድማ 14 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንኤለክትሮኒክስ ፅገና ድማ 15 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ንሞተር ሳይክል ፅገና ድማ 15 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 8 ፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391/0344210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል