ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን2010 ዓም ቀዳማይ ዙር ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ኤለክሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ ፈርኒቸር ዕጥቂ ሰፖርት ማለትዉን ሳይክላት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 16, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም
ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም
መቅረባይነት ዘለኩም
ግብሪ 2009 ዓም ዝከፈልኩመን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩም
ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩም
ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን
ቲን ወረቀት ዘለኩም
መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ዘትሕዙ
እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ኣብ ዉሸጢ 10ተ መዓልቲ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ተረክቡ
ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ
ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
ጨረታ ዝዕፀወሉ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0345500011 ወይ Â 0933081061