ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ናይ ዝተፈላለዮ ግልጋሎት አወዳዲሩ ንዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 29, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ሎት 1 ናይ ተሽከርከርቲ ናይ ፅገና
ሎት 2 ናይ ፎቶኮፒ ዓመታዊ ግልጋሎት
ሎት 3 ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት ኤለክትሮኒክስ ዓመታዊ ፅገና
ሎት 4 ሕትመት ዓመታዊ ዉዕሊ
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት
1 ዝምልከተኩም ኣካልት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ 1000012030839 አታዊ ገይርኩም ቅበሊት ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
2 Â እቲ ጨረታ መስከረም 10 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሹዑ ንሹዑ ይክፈት
3 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካፋሊ ግብሪ ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘርአክምሉ መረዳአታ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663