ኣብ ቤት ፅሐፈት ብሄራዊ ክልላለዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን ንቤት ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ ክልል ትገራይ ግልጋሎት ዝዉዕል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 12, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምልከታ
ኣብ ቤት ፅሐፈት ብሄራዊ ክልላለዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈትና ር / ምምሐዳርን ንቤት ፅሐፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሰ ኢትዩያ ክልል ትገራይ ግልጋሎት ዝዉዕል
ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ኣቁሑን ደቀቅቲ ኣቁሑን ብግልዒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት ዝተሐደሰ ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቃደ ናይ 2007 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርዲ : ቲን ናምበር : ኣብ (ቫት) ተመዘገብቲ ዝኾንኩም አዚ ግለፂ ጨረታ ካብ ተጋዋሐሉ ዕለተ ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ክሳብ ዕለት 18/ 05 /07 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ኣበ ዘሎ ግዜ ናየ ጨረታ ዝርዝር መምረሒ ሰነድ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 -19 ዘይምለስ ብረ 15. 00 /ዓሰርተ ሓሙሸተ ብር / ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::