ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ዝስዕብ ምልክታ እዚ ይዕድም::

ምልክታ ጨረታ 
ኣግኣዚ  ማእኸል  መሰልጠኒ  ሰብ ሞያ  ኣካላት  ፍትሒ  ዉቕሮ   ፅሕፈት  መሳርሒ :  ፅሬት  ኣቁሑት  : ህንፃ  መሳርሒ  ብግልፂ  ጨረታ  ኣወዳዲሩ  ክዕድግ  ስለዝደሊ  ንሕጋዉያን ነጋዶ  በዚ  ዝስዕብ  ምልክታ  እዚ  ይዕድም::

ኣብዚ  ግልፂ  ጨረታ  ዝዋዳደሩ  መቕረብቲ  ከማልእዎ  ዝግባእ
1  ምስቲ  ዘቕርብዎ  ኣቑሑት  ዝተሐደሰ   ናይ  2007  በጀት ዓመት  ዝተሐደሰ  ንግዲ  ፍቓድ  ከቕርቡ  ዝኽእሉ::
2  ንፅሕፈት  መሳርሒ   ጥራሕ  አብ  ተወሳኺ  ታክሲ /  VAT/   ዝተመዝገብኩም  ምኮንኩም  ናይ ወርሒ  ሕዳር  2007 ዓ/ም  ዲክሊሬሽን  ክተቕረቡ  እትኽእሉ  ናይ  ፅሬት  አቑሑት ን  ህንፃ  መሳርሒ   /VAT/ ተመዝገብቲ   ዘይኮኑ ክወዳደሩ   ይኽአሉ እዮም::
3 ግብሪ  መንግስቲ   ከፋሊ ምኮንኩም  ዘረጋግፅ  ንግብሪ   ከፈልቲ  ዝተዉሃበ  መለለይ  ቁፅሪ  (TIN)  መረዳእታ ከቅርብ  ዝኽእሉ
4  ኣብ  ኣብያተ ዕዩ  መንግሰቲ  ንዝፍፀም  ግዝኢት  ንምስታፍ   ዝርዝር  መቕረባይነት  መረዳእታ  ከቕርብ  ዝኽእሉ::
5  ጨረታ  ቅደሚ  ምኽፋቱ  ንጨረታ  መኽበሪ  ንፅሕፈት  መሳረሒ  ብር  4,000   ንፅሬት ኣቁሑን ህንፃ  መሳርሒን   ብር  2 ,000 .00  ብሲፒኦ  ኣታዊ  ይገብሩ
6   ሰዓሪ  ምኮኖም  ካብ  ዝግለፀሎም   ዕለት   ጀሚሩ  ኣብ ዉሽጢ  5ተ ናይ  ስራሕ  መዓልቲ  ናይ  ዝሰዓርዎ  ንብረት ዋጋ   10 %  መኽበሪ  ዉዕሊ  ብስፒኦ   ኣትሒዞም  ዉዕሊ  ብምእሳር   ብናይ  ባዕሎም  መጎዓዝያ   መፅዓንን  መራገፍን  ናብ ትካልና  ከቕርቡ  ዝኽእሉ::
7  ሰነድ ጨረታ  ካብ ዕለት  10/ 04/ 2007 ዓም ጀሚሩ  ንሕድሕድ  ሰነድ  ጨረታ  ዝይምለስ  30 .00  ብር  / ሳላሳ  ብር/   ብምኽፋል  ካብ ኣግአዚ   ማእኸል  መሰልጠኒ   ሰብ ሞያ  አካላት  ፍትሒ   ከ/ስራሕ   ዕዳ/ ፋይ /ንብ /ምምሕዳርን   ብምዉሳድ  ዝወዳደርሉ  ዋጋ  መሊኦም  አብ ዝመልእዎ  ሰነደ ጨረታን  ኣብቲ  ሰነደ  ጨረታ   ዝተዓሸገ   ሽሞምን  ኣድራሾምን   ፅሒፎም  ፈርማን  ማህተምን  ገይሮም  ኦርጅናል    ኮፒን  ነፂሮም  ነኒበይኖም ብዝተፈላለየ ፖስታ   ዓሺጎም   ከሳብ ዕለት  24 /04/ 2007  ዓ/ም   ሰዓት  8:00 ኣታዊ  ክግብሩ አለዎም::
8   ጨረታ ዕለት  24 /04 /2007 ዓ/ም  ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ  24 /04 / 2007  ዓ/ም ሰዓት  8:30   ይክፈት::
9  ጨረታ  እንትክፈት  ባዕሎም  ወይ  ሕጋዊ  ወኪሎም  አብዘለወሉ   ዝክፈት  ኮይኑ  ግና   ባዕሎም   ወይ ሕ ጋዊ   ወኪሎም  አብ እዋን ምክፋት  ጨረታ   ብ ዝይምህላዎም   ምኽፋት  ጨረታ  ኣይጋተትን::
10  ትካልና  ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኺቡ   እዚ ጨረታ  ብሙሉእ  ወይ  በክፈል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
ንተወሳኺ  ሓበሬታ  ብስልኪ  ቁፅሪ  0344431053 ደዊልካ  ምሕታት ይከአል ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s