ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ ዝተፈላለዩ ዘርኢ ኣግራባት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 12, 2009
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed
- ልዕሊ 100,000 ብር ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ
1 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክኾኑ አለዎም ወርሓዊ ቫት ድክላሬሽን ከቅርቡ አለዎም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ መቅረባይንት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም
5 መክበሪ ጨረታ 2000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ እዙ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 10/04/2009 ዓም ዘይምለስ 30 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ካብ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ እትክእሉ እንትኮኑ
6 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዓሉ ግዜ ዕለት 25/04 /2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ወረዳ ጣንቆ አበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ ይክፈት
ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344220126/ 0069 /0914260636/ 0963511559/ 0914215255