ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ ዓድዋ ንምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ንአማከርቲ ትካላት ኣጫረቲቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብአርክቴክቸራር ኢንጂነሪንግ ብኣማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን አርክቴክቸራር አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ ወይዉን ጀነራል ኢንጂነሪንግ አማከርቲ ደረጃ 5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫረቲ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 24, 2009
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም
- Â ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
- ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
- ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ
- ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት
- ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም
- ናይ መማከርቲ ፍቃድ
- ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ
- ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21 ታሕሳስ 2009 ዓም Â ዘይምለስ 300 ቅርሺ እንዳከፈሉ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ
ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ
0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ